ዓቃቢ ሕጊ ከም ዝገለጾ፡ እቲ ኰተቴ ምስ ካልኦት ክልተ ስሞም ዝተጠቕሰ ኣወዳት ብምሕባር፡ ብ12 ለካቲት 2025 ኣብቲ ከተማ ኣብ ዝርከብ ጐደና ግሬት ዌስተርን ንኣሜን ከም ዘጥቅዑዎ ይኸስስ። እቲ ...
ክልተ ኣሕዋት ኣብ ቤት ትምህርቲ ምስ ነንበይነን ጋንታታት ክስለፉ ብዙሕ ግዜ ዝርኣይ'ዩ፡ ካብኡ ሓሊፎም ኣብታ ዝነብሩላ ከተማ መምስ ጋንታኦም ኮይኖም ኣንጻር ክጋጠሙ ርኢኻ'ውን ዜና ዘይክኸውን ...
ተመራመርቲ ክታበት ኤችፒቪ ንመንሽሮ ክሳድ ማህጸን ብ90 ሚኢታዊት ከጉድሎ ከምዝኽእል'ዮም ዝሕብሩ ዘለዉ። መንሽሮ ክሳድ ማህጸን፡ ብደረጃ ዓለም ኣብ ደቂ ኣንስትዮ እቲ ራብዓይ ብብዝሒ ዝርአ ዓይነት ...
ብዘመን መግዛእቲ ጣልያን፡ ምምሕዳር እቲ መንግስቲ ኣብ ዝተፈላለየ ንግድታት ተዋፊሮም ንዝነበሩን ደቀባት ነበርቲ ኣስመራ ኣስላም ኣኪቡ ገንዘብ ንከዋጽኡ ብምድራኽ ነታ ኣረጊት መስጊድ ብዘመናዊ ኣገባብ ...
ቀዳመይቲ ሚኒስተር ኢጣልያ፡ ጆርጅያ መሎኒ፡ ንፖለቲካዊ ክስታት ፕረዚደንት ኣመሪካ ዶናልድ ትራምፕ፡ ዳግማይ ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢታት ምላሽ ሂባ ኣላ። ...
ፍሉይ ልኡኽ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ጉዳይ ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ፡ መሓመድ ዓብደልሰላም ባቢከር፡ ኣብ ኤርትራ ዘሎ ሰብኣዊ መሰላት ዛጊት ዝዀነ ምምሕያሽ ከም ዘየርኣየን ብኣንጻሩ እቲ ኵነታት እናብኣሰ ...
ብሰንበት፡ ኣብ ዋይት ሃውስ ቤተ-መንግስቲ ኣመሪካ ንዝተኻየደ ውድድር ዩኤፍሲ (UFC) ዒላማ ዝገበረ ውዲት ከም ዝነበረን ኤፍቢኣይ ከም ዘፍሸሎን፡ ሓሙሽተ ሰባት ድማ ከም ዝኣሰረን ክፍሊ ፍትሒ ...
ሓካይም ብዘይዶብ ን18 ገበነኛታት ካብ ስራሕ ንምስጓግ ዝወሰዶ ስጕምቲ እኳ እንተሃለወ፡ ገሊኦም ክሲ ዝቐረበሎም ተጠርጠርቲ መንነቶም ንምፍላጥ ግን ከም ዘይከኣለ ንኣገልግሎት ዜና ኤፒ ሓቢሩ። ...
ኣብ መድረኽ ዋንጫ ዓለም ዝርአ ዝነበረ ሓድነት ኣፍሪቃውያን፡ ኣብዚ እዋን እዚ ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢታት ፍጹም የሎን። ሓያሎ ካብ መላእ ኣፍሪቃ ዝመጽኡ ደገፍቲ፡ ኣብቲ ደቡብ ኣፍሪቃ ምስ መክሲኮ ...
"ትያትራውን ፈጠራውን" ክስታት ሓቅነት ከም ዘይብሉ ምኒስተር ዜና ኤርትራ ገሊጹ። ዳይረክተር ሃገራዊ ስለያን ኣገልግሎታት ጸጥታን ኢትዮጵያ ሬድዋን ሑሴን ኣብ ኣልጀዚራ ተላፊኑ ኣብ ዘውጽኦ ጽሑፍ፡ ...
እቲ ኣብ መንጎ ኣመሪካን ኢራንን ዝጸንሐ ግጭት ንምብቃዕ ዝተበጽሐ ስምምዕ ምእዋጁ፡ ንዶናልድ ትራምፕ እምብዛ ባህ ዘብል ህያብ ልደት ኰይኑ ረኺብዎ ኣሎ፤ ዋላ እኳ እቲ ስምምዕ ብብዙሕ ዘይርጉጽነት ...
ጓል ኣንስተይቲ እንተኾይንኪ ብደረጃ ዓለም ብማእከላይ ገምጋም ክረአ እንከሎ ልዕሊ ደቂ ተባዕትዮ መዛንኹን ኣሕዋትክን ሓሙሽተ ዓመት ናይ ምንባር ዕድል ኣለኪ። ንምንታይ'የን ደቂ ኣንስትዮ ልዕሊ ደቂ ...
Some results have been hidden because they may be inaccessible to you
Show inaccessible results