New York prosecutors filed a murder charge against Luigi Mangione, the suspect in the killing of a UnitedHealth executive ...
ብኣማኢት ዝቑጸሩ ኬንያውያን ደቀንስትዮ ኣብታ ሃገር ይካየድ ኣሎ ንዝበልኦ መቕተልቲ ደቀንስትዮ ደው ንኽብል ጻውዒተን ኣብ ዘቕርባሉ እዋን፡ ብሓይሊ ፖሊስ ብዘንብዕ ጋዝን ካልእ ማእሰርቲን ብፖሊስ ከም ዝተበተና ሮይተርስ ሓቢሩ። ፖሊስ ነቲ ሰለማዊ ሰልፊ ንምብታን ዘንብዕ ጋዝን ካልእ ኣገባብን ተጠቒሙ ደጋጊሙ ድሕሪ ...
ዓሰርተታት ኣሽሓት ደቡብ ኮርያውያን ሎሚ ሓሙስ ኣብ ቅድሚ ቤት ጽሕፈት ባይቶ እታ ሃገር ብምትእኽኻብ ንፕረዚደት ዩን ሱክ የዎል ዘለዎም ተቓውሞ ኣስሚዖም። ፕረዘንት ዩን፡ ብሰሉስ ምሸት፡ ፖለቲካዊ ...
ኣብ ኢትዮጵያ ክልል ኦሮሚያ ዞባ ሆሮ ጉዱሩ ወረዳ አሙሩ፡ ኣብ ልዕሊ ሓንቲ ናይ ውልቂ መኪና ብዝተፈጸመ መጥቃዕቲ ሽውዓተ ሰባትከም ዝተቐተሉ ስድራቤቶም ንድምጺ ኣመሪካ ሓቢሮም። እቶም መሰኻኽር ነቲ ...
ሰማዒ ይግባይ ናይ ጠቕላሊ ቤት ፍርዲ ኢትዮጵያ ብዋሕስ ንኽወጽእ ኣዚዙ ከብቅዕ፡ ካብ ኣፍደገ ምውጻእ ደጊሙ ብሓይሊ ፖሊስ ተወሲዱ ዝጸንሐ ሚኒስተር ሰላም ዝነበረ ታየ ደንድኣ ሎሚ ሓሙስ ከባቢ ፍርቂ ...
ብበሽር ኣልኣሰድ ንዝምራሕ መንግስቲ ዝቃወሙ ዕጡቓት፡ “ሓያት ታሕሪር ኣል-ሻም፡” ድሕሪ ናይ ሰለስተ መዓልታት ጽዑቕ ኲናት ንስትራቴጂካዊት ከተማ ሓማ ሎሚ ሓሙስ ከም ዝተቖጻጸሩ ገሊጾም። መንግስቲ ...
ካሊፎርንያ ነቲ ምምሕዳር ትራምፕ ኣንፃር ገስገስቲ ፖሊስታት እታ ክፍለ ሃገር በብደረጃኡ ክወስዶም ትፅቢት ዝግበሩ ፌደራላዊ ብድሆታት ንምክልኻል ኣብዚ ሰሙን ናይ መጀመርታ ስጕምትታት ወሲዳ። ሓገግቲ ...
ምስ ምዕናው ትካላት ጥዕና፡ ስእነት መከላኸሊን ድሕሪ ኲናት ዝፈጠሮ ቅልውላውን፡ ኣብ ክልል ትግራይ መልከፍቲ ቫይረስ ኤችኣይቪ ብዕጽፊ ምውሳኹ፡ ምስ ካልኦት መተሓባበርቲ ኣካላት ብምዃን ድሕሪ ዝገበሮ ...
ሚንስተራት ጉዳያት ወጻኢ ሩስያን ዩክሬንን ኣብ ማልታ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ዋዕላ ውድብ ጸጥታን ምትሕብባርን ኤውሮጳ ይሳተፉ ኣለዉ። ሚንስተር ጉዳያት ወጻኢ ሩስያ ሰርገይ ላቭሮቭ፡ ሃገሩ ኣብ 2022 ...
ኣብ በበይኑ ወገናት ኢትዮጵያ፡ ብሕልፊ ድማ ክልላት ኣምሓራን ኦሮሚያን ሰፋሕቲ ግጭታት ኣብ ዝርኣየሉ ዘሎ እዋን፡ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ ኣሕመድ፡ ዕጡቓት ናብ መኣዲ ሰላም ክመጽኡ ጸዊዑ ኣሎ። ካብ ...
ንኣስታት ሓደ ዓመት ኣብ ማእሰርቲ ዝጸንሑ ምኽትል ሚኒስተር ሰላም ኢትዮጵያ ዝነበሩ ኣቶ ታየ ደንዳኣ፡ ካብ ማእሰርቲ ብዋሕስ ክወጽኡ ሰማዒ ይግባይ ጠቕላሊ ቤት ፍርዲ ድሕሪ ምእዛዙ ስዒቡ ድሕሪ ...
U.S. President Joe Biden toured construction of a railway terminal in the Angolan port city of Lobito Wednesday. The United ...