ህንዲ ኣብ መንጎ ትሽዓተ ሃገራት ዝሓቖፈ ጉጅለ ብሪክስ ሓባራዊ ገንዘብ ክህልወን ከም ዘይትድግፍ ኣብ ክንድኡ ናይ ባዕላ ገንዘብ ብምጥቃም ንግዲ ንምስፍሕፋሕ ከም እትፅዕር ተንተንቲ ኒው ደልሂ ገሊፆም። ምሩጽ ፕረዚደንት ኣመሪካ ዶናልድ ትራምፕ ኣባላት ደንበ ብሪክስ ዝኾና ሃገራት ንዶላር ዝትክእ ገንዘብ ከይጥቀማ ...
ሚንስትሪ ፍትሒ ደቡብ ኮርያ፡ ኣብ ልዕሊ ፕረዚደንት ዩን ሱክ ዪኦል ናይ መገሻ እገዳ ጌሩ። እዚ ዝኸውን ዘሎ ብዛዕባ`ቲ ዝኣወጆን ንሓጺር ግዜ ዝጸንሐን ወተሃደራዊ ምሕደራ ምርመራ ኣብ ዝቐጸለሉ እዋን ...
ኣብ ሕቡራት ሃገራት ሓላፊ ጉዳያት ሰብኣዊ መሰላት ቮልከር ተርክ ኣብ ከተማ ፖርት ኣው-ፕሪንስ ብዝቐጸለ ናይ ጭፍራ ዓዋሉ ህውከት ኣብዚ ዝሓለፈ ቀዳመ-ሰንበት ጥራሕ 184 ሰባት ተቐቲሎም ኢሉ። እዚ ...
ተቓለስቲ ሶርያ ድሕሪ ናይ 10 መዓልታት ጽዑቕ ኲናት ሎሚ ንርእሰ-ከተማ ዶማስቆስ ተቖጻጺሮም፡ ንኣስታት 50 ዓመታት ዝቐጸለ ምምዳር ስድራቤት ኣሳድ ኣብ መኸተምታ ኣብጺሖም ኣለዉ። እቶም ተቓለስቲ ...
Romania: A top court Friday annulled the first round of the country's presidential election, days after allegations that ...
ኣብታ ብስእነት ውሽጣዊ ጸጥታ እትሕመስ ዘላ ሀይቲ፡ ዓቀብቲ ሰላም ተባሂሎም ካብ ዝተላእኩ ኣስታት 400 ኬንያውያን ሓይሊ ፖሊስ፡ ብስእነት መሰረታዊ ቀረባትን ብኵራት ክፍሊትን ነቲ ስራሕ ይሓድጉ ከም ዘለዉ ሮይተርስ ኣብ ዘካየዶ መርመራዊ መጽናዕቲ ኣመልኪቱ። ድሮ ኣስታት 20 ዝዀነ ስራሖም ንኽገድፉ መመልከቲ ወረቐት ...
ዓለም-ለኸ ተሓላቂ ሰብኣዊ መሰላት ኣምስት ኢንተርናሽናል እስራኤል ኣብ ልዕሊ ፍልስጤማውያን ነበርቲ ቓዛ ተግባር ምፅናት ዓሌት ፈፂማ ክብል ይኸስስ። እቲ ተሓላቂ መሰላት ንፈለማ ጊዜ'ዩ ኵናት ...
U.S. President-elect Donald Trump said Thursday he is choosing former senator David Perdue of Georgia to be ambassador to ...
A court Thursday granted provisional freedom to 11 junta opponents arrested in June for "plotting" against authorities. The ...
"ከባቢ ምንቅጥቃጥ መሬት" ተባሂሉ ዝጽዋዕ ክፋል ሰላማዊ ውቅያኖስ ዘጋጠመ ነውጺ፡ ንደቡብ ክሳብ ሳንፍራንሲስኮ ብሰሜን ድማ ክሳብ ግዝኣት ኦሪገን ከምዝተሰሞዐ ሓበሬታ ዳህሳስ ጅኦሎጂ ኣመሪካ Yህብር። ...
ፕረዚደንት ፈረንሳ ኢማኑወል ማክሮን፡ ትማሊ ሓሙስ ንቐዳማይ ሚኒስተር እታ ሃገር ነበር ካብ መዝነቱ ድሕሪ ምእላዩ፡ ተካኢ ሰብ ንምርቋሕ ምስ መራሕቲ ጸጋማውያንን የማናውያንን ሰልፍታት ሎሚ ዓርቢ ...
ሚንስተራት ጉዳያት ወጻኢ ሩስያን ዩክሬንን ኣብ ማልታ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ዋዕላ ውድብ ጸጥታን ምትሕብባርን ኤውሮጳ ይሳተፉ ኣለዉ። ሚንስተር ጉዳያት ወጻኢ ሩስያ ሰርገይ ላቭሮቭ፡ ሃገሩ ኣብ 2022 ...