ተቓለስቲ ሶርያ ድሕሪ ናይ 10 መዓልታት ጽዑቕ ኲናት ሎሚ ንርእሰ-ከተማ ዶማስቆስ ተቖጻጺሮም፡ ንኣስታት 50 ዓመታት ዝቐጸለ ምምዳር ስድራቤት ኣሳድ ኣብ መኸተምታ ኣብጺሖም ኣለዉ። እቶም ተቓለስቲ ...
ምስ ምዕናው ትካላት ጥዕና፡ ስእነት መከላኸሊን ድሕሪ ኲናት ዝፈጠሮ ቅልውላውን፡ ኣብ ክልል ትግራይ መልከፍቲ ቫይረስ ኤችኣይቪ ብዕጽፊ ምውሳኹ፡ ምስ ካልኦት መተሓባበርቲ ኣካላት ብምዃን ድሕሪ ዝገበሮ ...
ኣብ በበይኑ ወገናት ኢትዮጵያ፡ ብሕልፊ ድማ ክልላት ኣምሓራን ኦሮሚያን ሰፋሕቲ ግጭታት ኣብ ዝርኣየሉ ዘሎ እዋን፡ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ ኣሕመድ፡ ዕጡቓት ናብ መኣዲ ሰላም ክመጽኡ ጸዊዑ ኣሎ። ካብ ...
U.S. President Joe Biden toured construction of a railway terminal in the Angolan port city of Lobito Wednesday. The United ...
ቻይና ንወተሃደራዊ ኣገልግሎት ዘገልግሉ ማዕድናት ናብ ኣመሪካ ንከይኣትዉ ኣጊዳ። እዚ ዝኸውን ዘሎ ዋሽንግተን ኣብ ልዕሊ ማይክሮ-ቺፕ ቻይና ዝወሰደቶ ስጉምቲ ግብረ መልሲ ምኳኑ ሚኒስተር ንግዲ ቻይና ...
ሕዳር 23, 2024 ሰበ-ስልጣን ፈደራልን ክልልን ኢትዮጵያ ነቲ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ኣብ ልዕሊ ሓደ መንእሰይ ተፈጺሙ ዝ ...
ፕረዚደንት ጆ ባይደን ኣብ መጀመሪያ እዚ ሰሙን ንወዶም ሃንተር ባይደን ምሕረት ምሃቦም ንኣባላት ቤት ምኽሪ ወከልቲ ህዝቢ ኣመሪካ ንዓመታት ክኸፋፍል ዝፀንሐ ፖለቲካዊ ፍፃመ ከብቕዕ ጌሩ'ዩ። ...
ኣብዚ ዓመት ካብ ምዕራብ ኣፍሪቃ ዝተበገሱ ብዝሒ ዘለዎም ስደተኛታት ናብ ደሴታት ካናሪ ስጳኛ ከምዝኣተዉ እዋናዊ አሃዛት መንግስቲ'ታ ሃገር ይገልጽ። መንግስቲ ቁጠባ ንምምሕያሽ ካብ ዘለዎ ተበግሶ ...
ተቓወምቲ ሰልፍታት ደቡብ ኮርያ ፕረዚደንት ዩን ሱክ የዎል ሃንደበታዊ ኣዋጅ ወታሃደራዊ ምምሕዳር ድሕሪ ምሕላፉ፡ ካብ መዝነቱ ክለቅቕ ጸቕጢ ይገብሩ ኣለዉ። እቲ ፕረዚደንት ሰሉስ ምሸት፡ “ካብ ጎረቤት ...
ኣብ ኣንጎላ ናይ ሰለስተ መዓልታት ዑደት ስራሕ ክግበር ዝጸንሐ ፕረዚደንት ኣመሪካ ጆ ባይደን ሎሚ ረቡዕ ኣብ ናይ መጨረሽታ መደቡ ናብ ወደባዊት ከተማ ሎቢቶ ብምብጻሕ፡ ንዝካየድ ዘሎ ስራሓትን ካልእ ...
(ኔቶ) ማርክ ሩት፡ እቲ ኪዳንን ደገፍቲ ሃገራትን ኣንፈት ኲናት ክሳብ ዝልወጥ ደገፈን ንዩክሬን ከርእያ ጸዊዑ። እቲ ዋና-ጸሓፊ ንሚኒስተራት ጉዳያት ወጻኢ ኣባል ሃገራት እቲ ኪዳን ሎሚ ረቡዕ ኣብ ...
ቤት ፍርዲ ኣብ ክልል ትግራይ ከተማ ዓድዋ ንትሕቲ ዕድመ ማህሌት ተኽላይ፣ ጨውዮም ቐቲሎም ንዝበሎም ክልተ ወልቀሰባት ብናይ ሞትን ማእሰርቲ ዕድመ ልክዕን ክቕፅዑ ወሲኑ። ማእኸላይ ቤትፍርዲ ዞባ መቐለ ...