ብኣማኢት ዝቑጸሩ ኬንያውያን ደቀንስትዮ ኣብታ ሃገር ይካየድ ኣሎ ንዝበልኦ መቕተልቲ ደቀንስትዮ ደው ንኽብል ጻውዒተን ኣብ ዘቕርባሉ እዋን፡ ብሓይሊ ፖሊስ ብዘንብዕ ጋዝን ካልእ ማእሰርቲን ብፖሊስ ከም ዝተበተና ሮይተርስ ሓቢሩ። ፖሊስ ነቲ ሰለማዊ ሰልፊ ንምብታን ዘንብዕ ጋዝን ካልእ ኣገባብን ተጠቒሙ ደጋጊሙ ድሕሪ ...
ካብ ትማሊ ሰንበት ረፍዲ ጀሚራ ርእሰ-ከተማ ሶርያ ኣብ ዝዀነት ደማስቆስ ናይ ጽንብል ሓዘንን ትርኢት’ዩ ዝወጽእ ዘሎ። ንዓመታት ተደፊኑ ዝጸንሐ ጉድ ምምሕዳር ኣሳድ ድማ ንፋስ ክረክብ ዕድል ገይሩ ኣሎ። ንልዕሊ 50 ዓመታት ዝቐጸለ ምልኪ ስድራቤት ኣሳድ ኣኽቲሙ ኣሎ። ንሶርያ ንኣስታት 30 ዓመታት ብምልኪ ዝገዝአ ...
Assad, the U.S. Central Command said its forces conducted dozens of airstrikes on Islamic State targets in central Syria on Sunday. U.S. President Joe Biden called the demise of Assad's regime a ...
ህንዲ ኣብ መንጎ ትሽዓተ ሃገራት ዝሓቖፈ ጉጅለ ብሪክስ ሓባራዊ ገንዘብ ክህልወን ከም ዘይትድግፍ ኣብ ክንድኡ ናይ ባዕላ ገንዘብ ብምጥቃም ንግዲ ንምስፍሕፋሕ ከም እትፅዕር ተንተንቲ ኒው ደልሂ ገሊፆም። ምሩጽ ፕረዚደንት ኣመሪካ ዶናልድ ትራምፕ ኣባላት ደንበ ብሪክስ ዝኾና ሃገራት ንዶላር ዝትክእ ገንዘብ ከይጥቀማ ...
ሚንስትሪ ፍትሒ ደቡብ ኮርያ፡ ኣብ ልዕሊ ፕረዚደንት ዩን ሱክ ዪኦል ናይ መገሻ እገዳ ጌሩ። እዚ ዝኸውን ዘሎ ብዛዕባ`ቲ ዝኣወጆን ንሓጺር ግዜ ዝጸንሐን ወተሃደራዊ ምሕደራ ምርመራ ኣብ ዝቐጸለሉ እዋን ...