ብበሽር ኣልኣሰድ ንዝምራሕ መንግስቲ ዝቃወሙ ዕጡቓት፡ “ሓያት ታሕሪር ኣል-ሻም፡” ድሕሪ ናይ ሰለስተ መዓልታት ጽዑቕ ኲናት ንስትራቴጂካዊት ከተማ ሓማ ሎሚ ሓሙስ ከም ዝተቖጻጸሩ ገሊጾም። መንግስቲ ...
ኣብዚ ዓመት ካብ ምዕራብ ኣፍሪቃ ዝተበገሱ ብዝሒ ዘለዎም ስደተኛታት ናብ ደሴታት ካናሪ ስጳኛ ከምዝኣተዉ እዋናዊ አሃዛት መንግስቲ'ታ ሃገር ይገልጽ። መንግስቲ ቁጠባ ንምምሕያሽ ካብ ዘለዎ ተበግሶ ...
ንኣስታት ሓደ ዓመት ኣብ ማእሰርቲ ዝጸንሑ ምኽትል ሚኒስተር ሰላም ኢትዮጵያ ዝነበሩ ኣቶ ታየ ደንዳኣ፡ ካብ ማእሰርቲ ብዋሕስ ክወጽኡ ሰማዒ ይግባይ ጠቕላሊ ቤት ፍርዲ ድሕሪ ምእዛዙ ስዒቡ ድሕሪ ...
ግዜያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይን ኣብ ቀረባ እዋን ኣከራኻሪ ጉባኤ ዝገበረ ወገን ህወሓትን ከንቲባ ከተማ መቐለ ሸይሞም በቲ ካልእ ወገን ተቓውሞ ምስ ገጠሞም፡ ቤት ጽሕፈት ከንቲባ ከተማ “ተዓሺጉ” ...
ፕረዚደንት ጆ ባይደን ኣብ መጀመሪያ እዚ ሰሙን ንወዶም ሃንተር ባይደን ምሕረት ምሃቦም ንኣባላት ቤት ምኽሪ ወከልቲ ህዝቢ ኣመሪካ ንዓመታት ክኸፋፍል ዝፀንሐ ፖለቲካዊ ፍፃመ ከብቕዕ ጌሩ'ዩ። ...
Crowds gathered in the capital, Seoul, Wednesday, marching to the presidential palace as they called for the resignation of ...
Netumbo Nandi-Ndaitwah of the ruling SWAPO party has been elected president and will be the country's first female leader, ...
(UnitedHealthcare) ብርያን ቶማስ ሎሚ ረቡዕ ንግሆ ብሓደ መንነቱ ዛጊት ዘይተፈልጠ ሰብ ኣብ ኒው-ዮርክ ተቐቲሉ። እቲ ወዲ 50 ዓመት ዋና-ኣካያዲ ስራሕ ኣብቲ ንኣኼባ ዝመጽኦ ሂልተን ሆቴል ...
ኣብ ኣንጎላ ናይ ሰለስተ መዓልታት ዑደት ስራሕ ክግበር ዝጸንሐ ፕረዚደንት ኣመሪካ ጆ ባይደን ሎሚ ረቡዕ ኣብ ናይ መጨረሽታ መደቡ ናብ ወደባዊት ከተማ ሎቢቶ ብምብጻሕ፡ ንዝካየድ ዘሎ ስራሓትን ካልእ ...
(ኔቶ) ማርክ ሩት፡ እቲ ኪዳንን ደገፍቲ ሃገራትን ኣንፈት ኲናት ክሳብ ዝልወጥ ደገፈን ንዩክሬን ከርእያ ጸዊዑ። እቲ ዋና-ጸሓፊ ንሚኒስተራት ጉዳያት ወጻኢ ኣባል ሃገራት እቲ ኪዳን ሎሚ ረቡዕ ኣብ ...
ተቓወምቲ ሰልፍታት ደቡብ ኮርያ ፕረዚደንት ዩን ሱክ የዎል ሃንደበታዊ ኣዋጅ ወታሃደራዊ ምምሕዳር ድሕሪ ምሕላፉ፡ ካብ መዝነቱ ክለቅቕ ጸቕጢ ይገብሩ ኣለዉ። እቲ ፕረዚደንት ሰሉስ ምሸት፡ “ካብ ጎረቤት ...